Advertisement

🇪🇷 New Amazing Eritrean Gospel Song ንዉሉድ ወለዶ ሰታሪ 2019 Adhanom T|Mariam ARISE SHINE GOSPEL MISSION

🇪🇷 New Amazing Eritrean Gospel Song ንዉሉድ ወለዶ ሰታሪ 2019 Adhanom T|Mariam ARISE SHINE GOSPEL MISSION #‼️ንዉሉድ ወለዶ ሰታሪ ‼️

ስተሚኒ ዝበልካዮ
ይሰትሚካ ክሳብ ዝደልዮ
ገለ ነገር ምስ ኣጉደልካሉ ግን
ንጉድካ መሬት ይነዝሖ

ስሓበኒ እንተ በልካዮ
ይስሕበካ ንቁሩብ ግዜ
ገለ ነገር ምስ ሚኣዚ ግን
ሂወትካ ይነዝሖ ብትካዜ

ምሕሚትካ ግን ኚምኡ ኣይኮነን
ብነገራት ተቐያያሪ
ሓንሳብ ዝበዝሕ ጾኒሑ ዝቕዹር
ኚቶ ኣይሓገዘን ዘይትርኢ

ብሰናዚይ ኣይተጀመሚን
‘ቲ ምሕሚትካ ብጜቡቕ ግብሚይ
ብክፍኣተይ ፍጹም ነይልወጥ
ብኜፉእ ዉድቀተይ

ህያው ኢዩ ዘልኣለም ነባሪ
ንዉሉድ ወለዶ ሰታሪ
ካብ ሂወት ኣዝዩ ይበልጜ
ኚቶ ዘይውዳእ ብገለ ምኜንያት

ሓደ ግዜ ፈሪደያ ንርእሰይ
ኣይትርኢ ምድሓን ናይ ኣምላኞይ
ኣበሳይ ምስ ተደጋገመ
ኣይሕሰብን ሕጂስ ምምላሱ ኢለ

ግዳ ኢልካኒ ቃለይ ገንጜሎ
ናይ ምሕሚትካ ዕምቆት ክፈልጩ
ገንጺለ እንታይ ይህሉ’ለ
ምሕሚትካ ዘልኣለም ምዃኑ ፈሊጠ

ስተሚኒ ዝበልካዮ........................
ምሕሚትካ ግን ...............
ብሰናዚይ ኣይተጀመሚን...............
ህያው ኢዩ .............

መኣስ ትገድፎ ንሰብ ኣብ በደሉ
ኣይትርሕርሖን ኣብ ጞልማት ጎደንኡ
ትምንዝዖ ካብ ዘስጠሞ ጭቃ
ተቑሞ ኢኻ ብኜብሪ ደመና

መልሲ ኣለዎ ናባኻ ዝጠመተ
ኣይትገድፎን ንበይኑ ኣብ ትካዘ
ምስክርዚ ኣነ ንምሕሚትካ
መኣስ ሓፊሹ ምስ ኣእወኹ ናባኻ

ብሰናዚይ ኣይተጀመሚን
‘ቲ ምሕሚትካ ብጜቡቕ ግብሚይ
ብክፍኣተይ ፍጹም ነይልወጥ
ብኜፉእ ዉድቀተይ

ጠፊአዹ እናበልኩ
አሹ ሕጂ ሓፊሹ
ምሕሚትካ ኚቶ ኣይተወድአን
እነኹ እንደገና ቆይመ

A D H A N O M T E K L E M A R I A M
#AdhanomTeklemariam_ARISESHINETV_Eritreansong







You’re watching ARISE SHINE TV, Powered by ARISE SHINE MINISTRIES with Man Of God Adhanom Teklemariam. Our Vision is to preach the Gospel of Jesus Christ to all people around the world. Our Channel will be producing Powerful Teachings, Gospel Songs, Universal Prophecies, Preaching and Adult Programs.
Please Subscribe to our Channel to be our Wonderful partner!

God bless You and God Bless Eritrea.

Thank you for your love!

© Copyright: ARISE_SHINE TV Inc 2019

Awtaru Kebede,Ethiopia,Ethiopian Gospel Song,Amharic Gospel Song,Wongel,Gospel,Amharic,Mezmur,Protestant,Protestant song,Christian,Evangelical,church,Ephrem Alemu,Tekeste Getnet,Yoseph Ayalew,Kefa Mideksa,lily tilahun,Mesfin Gutu,Tesfaye Gabiso,Hana tekle,Jossy Kassa,Dagi,Dagimawi Tilahun,Samuel Tesfamicheal. Hanfre Aligaze,Tolosa Gudina,Teddy Tadesse,Yosef Bekele,Tesfaye Chala,Bereket tesfay,

Post a Comment

0 Comments